Fana: At a Speed of Life!

ንሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ሰብ ሞያ ዓውዲ ቡን ሞዛምቢክ ብበዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።

እቶም ሰልጠንቲ ቅድም ክብል ብባሬስታ፣ ምጥዓመን ምቑላውን ቡን ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣብዚ ካልኣይ ዙር ድማ በፍላይ ብምጥዓመን ምቑላውን ዝጠመተ ስልጠና ንምውሳድ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ተሓቢሩ።

ኣተሓባባሪ  ፕሮጀክት ኢዩ ካፌ እቲ በዓል መዚ ፍቅሩ ኣመኑ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ልምዲ ኣመራርሓ ቡን ከምዘሎ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.