Fana: At a Speed of Life!

ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ጉዳያት ወፃኢ  ንዲፕሎማተኛታት  ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።

እቲ ስልጠና ን10 ተኸታተልቲ መዓልታት ዝወሃብ እንትኸውን ኣብቲ ስልጠና ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊን ቀጠናዊን ኩነታትን ካልኦትን ዝምልከቱ ትሕዝቶታት ከምዝድህሰሱ ተገሊፁ።

ብሚኒስትር ማዕረግ ናይ ኣፍሪካ ኣመራርሓ ምርምር ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ÷ ኢትዮጵያ ከብ ኣፍሪካ ቀደምት ሃገራት ተርታ ንምስፍ ብቕዓት ዘለዎም መራሕቲ ንምፍራይ ናይ ትምህቲን ስልጠናን ስራሕቲ ይስርሑ ኣሏኡ ኢሎም።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወሓኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብግደኦም፥ ዲፕሎማታት ንዝኾነ ይኹን ፃውዒት ኩሉ ጊዘ ድልዋት ክኾኑ ኣለዎም ኢሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላዩ ናይ ለውጢ ስራሕቲ ኣብ ምክያድ ኢዮም ዘለዉ ዝበሉ ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ለውጢ ዝተፈላለዩ ውፅኢታት እንተተመዝገቡ እውን ፈተናታት ከምዘጋሙ ተዛሪቦም።

ንብዕሎም ዝፈትዉን ሰላም ዝፀልኡን ጉጅለታት ሃገር ናይ ምትርማስ ስራሕቲ እንትሰርሑ ፀኒሖም፤ ነዚ ንምቅላስ ሃገር ምፍታውን ብሓባር ደው ማባልን ትፅቢት ይግበር ኢሎም።

ብኣፈወርቅ እያዩን በርናባስ ተስፋዬን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.