Fana: At a Speed of Life!

ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ጅምላን ችርቻሮን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ንምግባር ዝተትሓዘ ትልሚ ዓደግቲ ተረባሕቲ ንክኾኑ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ሙሁራን ተዛሪቦም።

ኣብ ዩንቨርስቲ ሲቪል ሰርቪስ ተመራማሪ ፋይናንስን ፖለቲካል ኢኮኖሚን ደጀኔ ማሞ (ዶ/ር)፥ እቲ ንግዲ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ከፍቲ ምዃኑ ምስ ትርፊ ንግዲን ሰንሰለት ንግዲን ብዝዛመድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጠር ዘሎ ፅዕንቶታት ንምውጋድ ዕድል ዝህብ ኢዩ ኢሎም።

መምህር እቲ ዩንቨርስቲን ተመራማሪን መኮንን ከሳሁን(ዶ/ር) ብግደኦም፥ እቲ ዕዳጋ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ እንትግበር ዝሓሸ ምንካይ  ዋጋን ፅርየት ፍሪያትን ዘለዎም ናውቲታት ብብዙሕ ኣማራፅታት ንምርካብ ዘኽአል ኢዩ ኢሎም።

ብትዕግስት ኣብርሃም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.