Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዳይሬክተር ቢሮ ምትሕብባር ፕሮጀክትታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ወርቅነሽ መኮንን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ኣብ ክልላት ዓፋርን ደቡብን ቀረብ ማይ፣ ጥዕናን ትምህርቲን ንምርግጋፅ ንዝግበሩ ምትካል አግሪን ምምሕያኝ መሰረተ ልምዓትን ከምዝውዕል ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.