Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ዩኒዶ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መነግስታት(ዩኒዶ) ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ተወካሊ ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ቻሌብሮ ኦርሊያ ፓትሪዚያን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ለምዓት ኢንዱስትሪ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ንምድጋፍ ዝውዕል ፕሮጀክት ከምዘኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ተረፈ ምህርቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ከምኡውን ትካላዊ ዓቕሚ እቲ ኢንዱስትሪ ክብ ንምባል ከምዘገልግል ተገሊፁ።

እተን ሚኒስትር ዴኤታ፥ መንግስቲ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ንምዕባይን ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ንምትካእን ይሰርሕ ኣሎ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.