Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ስነ-ህዝብን ተመሳሳሊ ጉዳያት ልምዓትን ኣብ ትልማ ብምክታት ትትግብር ኣላ – ሳንዶካን ደበበ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስነ-ህዝብን ተመሳሳሊ ጉዳያት ልምዓትን ኣብ ትልማ ብምክታት ትትግብር ኣላ ክብል ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ።

ዓመታዊ ፀብፃብ ስነ ህዝቢ ዓለም 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ተገይሩ።

እቲ ፀብፃብ፥ 8 ቢሊየን ህይወት፣ ብዙሓት ኣማራፅታት ጉዳይ መሰልን ምርጫን ብዘብል ርእሲ ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሳንዶካን ደበበ፥ ኢትዮጵያ ልዕሊ 100 ሚሊየን ቁፅሪ ህዝቢ ካብ መንጎ ዘለወን ሃገራት ዓለም ኢያ ኢሎም።

መንግስቲ ቁፅሪ ህዝቢ ዘምፅኦ እወንታዊ ዕድልን ብድሆን ይፈለጥ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ስነ-ህዝብን ተመሳሳሊ ጉዳያት ልምዓትን ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምክታት ትትግብር ኣላ ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.