Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ከምኡ እውን ብ800 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮን ብ800 ሜትሮን ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።

ኣብቲ ሻምፒዮና÷ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ 4:01.46 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ።

ብተመሳሳሊ ብ800 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፅጌ ዱጉማ 2:01.90 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሜዳልያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.