Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 52 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ትሳተፍ ኣላ።

ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ቢሮ  ጄኔቫን ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካላት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋኣብ ክበበውን ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስን ተሳቲፎም።

ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ሰብ ዋና ኒውክሌር ዝኾና ሃገራት ኣብ ምፍታሕ ዕጥቂ ጭቡጥ ዘተ ክጅመራ ከምዘለወን ኣፅንኦት ሂበን።

ኣምባሳደር ፀጋኣብ ፅባሕ ኣብቲ ኣኼባ መልእኽቲ ከመሓላልፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ  ጄኔቫን ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.