Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሚኒስትራት ትካላት ንግዲ ትሳተፍ ኣላ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለምን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብምውካል ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ፥ “ብንግዲ ንህዝቢ ምብፃሕ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚኒስትራት ንግዲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን 164 ኣባል ሃገራት እቲ ትካል ይሳተፉ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ክሳብ 21 ለካቲት 2016 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.