Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን።

እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ንኤጀንሲ ኢንሹራንስ ንግዲ ኣፍሪካ (ኤ ቲ ኣይ) ትገብሮ ኣስተዋፅኦ ንምድንፋዕ ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡

ዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ማእኸላይ እቶት ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ንምስላፍ ትገብሮ ፃዕሪ ንምዕዋት ዝዓለመ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ፡፡

ብተመሳሳሊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዴንማርክን ሓገዝ ስምምዕነት 555 ሚሊየን ብር ከምዝተፈራረሙ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ተወከልቲ መንግስታት እተን ሃገራትን ፈሪመምዎ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.