Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንቴርኔት 4ጂ ኣብ 12 ከተማታታት ብዕሊ ኣጀሚሩ።

እቲ ኣገልግሎት ምጅማሩ ንሃገራዊ ዕብየትን ምዕባለን ልዕል ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ኣብ 65 ከተማታት ኣገልግሎት 4ጂ ብምጅማር ሚሊየናት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተዛሪበን።

እቲ ሓዱሽ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ሃዋሳ፣ ሻሸመኔ፣ ይርጋአለም፣ ኣለታወንዶ ዲላ፣ ኣርሲ ነገሌ፣ ቡሌሆራ፣ ያቤሎ፣ ሞያሌን ሻኪሶን ተበፃሒ ከምዝገብር ሓቢረን።

925 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ እቲ ኣገልግሎት ከምዝኾኑ እወን ተዛሪበነ ክበል ደሬቴድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.