Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ስራሕ ከቲሙ።

ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ፈጠነ ተሾመጎኒ ንጎኒ መበል 19 ኮንግረንስ ትካል ሚቲዮሮሎጂ ዓለም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት በምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ፈፂሞም።

ኣብቲ ስምምዕነት፥ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ከምዝተፈራረመ ካብቲ ኢነስቲትዩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.