Fana: At a Speed of Life!

ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴራል ናብ ዩኒቨርስቲ ዓቢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴራል ናብ ዩኒቨርስቲ ቴክኒካል ኢትዮጵያ ዓቢዩ።

እምነ ኹርናዕ ህንፀት እቲ ዩኒቨርሲቲ ድማ ብሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ተነቢሩ፡፡

እቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡

ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴራል ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 900 ተመሃሩኡ ኣመሪቑ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.