Fana: At a Speed of Life!

ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ምግቢ ንተመዛበልቲ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኣመንቲ ወንጌል 300 ሺሕ ብር ዝግመት ንህፃናት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ኣብ ከተማ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኣበርኪቶም።

እቶም ኣመንቲ ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ንምግባር ብምሕሳብ ንህፃናት ዝኸውን ሕሩጭ፣ ሴሪፋምን ፓስታን ከምኡ እውን ሳሙናን ኢዮም ብመተሓባበሪት ውቢት ግርማ ገይሮም ሓጊዞም ዘለዉ፡፡

እተን መተሓባበሪት ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዝበለፀ ተጎዳእቲ ንዝኾኑ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ብዝተኸኣለ መጠን ሓገዝ ንምግባር ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

ብይከበር ኣለሙ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.