Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ሕጊ ኣብ 2032 ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን ኣሜሪካ 56 ሚኢታዊ ዝኾና ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንክኾና ዝገብር እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ብምብርኻት ሰደድ ካርቦን ንምቕናስ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ መካይን ለዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ፍሪያታት መኪና ብኤሌክትሪክ ንክኸውን ክገብሩ ከምዝተወሰነ ተሓቢሩ።

እዚ ኣብ ልዕሊ ዘይፍፅሙ ኩባኒያታት ቅፅዓት ከምዝህሉ እውን  ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.