Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፖርቹጋል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ፖርቹጋል ፍራንሲስኮ ኣንድሬ ዘቲዮም።

ኣብ ሓበራዊ ረብሓን ወሳኒ ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝገበሩ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ምን ፖርቹጋል ጠንካራ ክልቲኣዊ ርክብ ንምፍጣር ድልውቲ ከምዝኾነት ተዛሪቦም።

ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ዲፕሎማሲያዊ ርክብን ናብ ዝለዓለ በርኪ ንምብፃሕ ዘኽእል ዘተ ከምዝተገበረ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.