Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ኣባላት ቦርድ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ጉዳያት ቢዝነስን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ይኸወን ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ሪፎርም ኣብሪሆም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዕድል ዕዳጋ ኣጎዋ ተረባሒት ንክትከውን ኣድሂቡ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ እውን ኣረዲኦም።

እቲ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣብ ቀፃሊ ኩባኒያታት ኢትዮጵያ ምስ ትካላት ኣሜሪካ ናይ ምትእስሳር ስራሕ ንምፍፃም ዘኽአል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.