Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ደቡብ ሱዳን ዴንግ ኣሎር ተዛቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ተተሓሓዝቲ ከይዲታትን ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮም።

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ናይዚ ዓመት ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ከምልሙድ ኣብ እዋኑ ዝካየድ ምዃኑ እቶም ኣምባሳደር ነቶም ሚኒስትር ገሊፆምሎም ተባሂሉ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.