Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣርቴም ኣዝናውሪያን ንዑደት ስራሕ ድሬዳዋ ኣቲዮም።

ነቶም ኣምባሳደር፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ገበየሁ ጥላሁንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ኣይተ ሚካኤል እንዳለን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ ተረኺቦም ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ኣርመናውያን ምስ ድሬዳዋ ጥንታዊ ታሪኽን ምትእስሳር ባህሊን ከምዘለዎም ዝገለፁ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ኣይተ ሚካኤል እንዳለ፥ እቶም ኣምባሳደር ኣብ ድሬዳዋ ዝህልዎም ፃንሒት ዝተፈላለዩ ታሪኻዊ ቦታታት ከምዝጉብንዩን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከምዝዛተዩን ኣፍሊጦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.