Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ግይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።

ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ÷ “ሙዚዬም ዓድዋ ታሪኻዊ ትሕዝቱኡ ብዝሓለወ መልክዑ ብፅሬትን ብቕልጣፈን ልዕሊ ፕሮጀክት ታሪኽና ኣብ ምህናፅ ይርከብ” ክብሉ ተዛሪቦም፡፡

ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ዑደት ብምርካብ ከይዲ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ኣመልኪተን ነቶም ኣባላት ቤት ምኽሪ መብርሂ ምሃበን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.