Fana: At a Speed of Life!

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሪዞርት ሸበሌ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሪዞርት ሸበሌ ዑደት ኣሳሊጦም።

ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ብምዝዛም ኣገልግሎት ንክህብ ትፅቢት ዝግበር ኩሉ ንክፍፃም ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም።

ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኢብራሂም ኡስማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም።

እቲ ፕሮጀክት ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዝህነፁ ማእኸላት ቱሪዝም ሓደ ከምዝኾነ ኣብ መራኸባ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.