Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን ማሽነሪ ሰብ ዋና ኢንዱስትሪን ፈጠርቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ኣፍረይቲ ማሽነሪ ኢንዱስትሪታት÷ ዘለዉዎም ዕድላትን ማሕለኻታትን ከምኡ እውን ቀፀልቲ ስራሕቲን ዘመላኽቱ መበገሲ ፅሑፋት ቀሪቦም ምኽክር እናተገበረሎም ይርከብ።

እቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.