Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

እቲ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ይሰዓር ምህላዉ ስዒቡ ስፍሓትን ኣቀማምጣ ህዝቢን ብምጥቃም ፀገም ከምዝፈጠረ ኣብሪሆም።

ብሄራት ኣምሓራን ኦሮሞን ብምግጫው፣ ፍርሒ ብምንጋስን ናዕቢ ብምፍጣርን ኢትዮጵያ ንምድኻም ከምዝሰርሐ ድማ ተዛሪቦም።

ይኹን እንበር እቶም ኣካይዳታት ከምዝፈሸሉ ሓቢሮም።

ሸኔ ኣብ ምውጋእ ሓይሊታት ፀፅታን ህዝቢ እቲ ክልልን ዝገብርዎ ዘለዉ ቃልሲ አመስጊኖም።

ብተስፋዬ ከበደ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.