Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጎሮ ዶላ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ እናቐፀለ ምዃኑ ተገሊፁ።

እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝኸፈቶ ውግእ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ እንትቕተሉ፥ ብዙሓት ድማ ከምዝቖሰሉ ቅርበት ዘለዎም ሓበሬታትት ገሊፆም።

ማሕበረሰብ እቲ ኸባቢ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ብበዝሒ ወፂኦም ድጋፍ ከምዝሃቡ ፍልፍላትና ኣረጋጊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.