Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመፃኢ ትውልዲ ኣብዚ ዙር ሕድ ሕድ ሰብ ክተኽሎም ካብ ዝተተለሙ 100 ፈልሲታት እቶም 10 ሎሚ ተኺለ ኣሊኹ” ኢሎም።

ንስኻትኩም እወን 100 ፈልሲታት ብምትካል ናብቲ ወፍሪ ከትሕወሱ እእንግድ ክብሉ ድማ መልእኽቶም አመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.