Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ።

ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ።

ስለዝኾነ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ  ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ ኣሎ ኢሎም።

ኩባንያ ሲ ጂ ጂ ሲ ቻይና እቲ ስራሕቲ ፅገና ከምዘካየዶ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.