Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓሪስ ብዝተኻደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡

መስታወት ፍቅር 02:20፡ 45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ እንትትዕወት፤ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ሙሉጌታ ኡማ 02፡05፡33 ብምእታው ኣብቲ ውድድር ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡

ኣትሌት እናት ጥሩ ሰው ብ02፡20፡47 ብደቂ ኣንስትዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.