Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ መምርሒ ድልድል መራኸብቲ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተወዳደርቲን መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ መራኸብቲ ሓፋሽን ፓርቲታት ፖለቲካን ተዛቲዩ።

ዕላማ እቲ ዘተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ቅድም ክብል ኣብ ዝተኻየዱ ምርጫታት ብመራኸብቲ ሓፋሽ ኣቢሎም ምብርባር እንትገብሩ ዘጋጠሞም ፀገማት ብምግላፅ ንመበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ኣሰራርሓ ንምዝርጋሕ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ረቂቕ መምርሒ ንተሳተፍቲ እቲ መድረኽ ብምቕራብ ርእይቶ ንክወሃቦ ከምዝተገበረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.