Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 3 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ክልተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብሰንኪ ዝተወለዐ ኲናት  ክሳብ ሐዚ ብውሕዱ 3 ነጥቢ 4 ቢልየን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ።

ሚኒስቴር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ከምዝገለፆ፥ እቲ  ጎንፂ ንመስመራት ቀረብ ካብ ረብሓ ወፃእ ገይሩዎ  ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ንቁጠባ ከተማ ካርቱም ከምዘዕነዎ ተገሊፁ።

እቲ ክናት ናብ መጠነ-ሰፊሕ ጎንፂን ኲናት-ሓድሕድን ከምርሕ ይኽእል’ዩ ዝብሉ ግምታት ከምዘለዉ ዝተገለፀ አንትኸውነ፥ እዚ ድማ ነታ ሃገር ክመቓቕላ ተኽእሎ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

ሰራዊት ሱዳን ካብቲ ነቲ ቅልውላው ንምፍታሕ ኣብ ጂዳ ክግበር ዝቐነየ ድርድር ክስሕብ ምውሳኑ እቲ ኩነታት ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ከየምርሕ ስግኣት ከምዘለዉ ተገሊፁ ክበል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.