Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከት ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምሳደር ፌ.ዲ.ሪ.ኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል አዕምሮ፥ ኣብ ካርቱም ተቐመጥቲ ንዝኾኑ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን መራኸብቲ ሓፋሽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ መግለፂኦም፥ ሓደ ሓደ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ናይ ፈጠራ ወረ ብምግዋሕ ምስሊ ሃገር ፀለሎ እናለኸዩ ከምዝኾናን ሱዳናውያንን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን እቲ ሓቂ ንኽርድኡ ሓበሬታ ምሃብ ኣድላዪ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ካብ ኣዲስ ኣበባ 370 ኪ.ሜ ርሕቐት ኣብ ዝርከባ ከተማታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ስለዝኣተወ ጥራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናገስገሰ ከምዝኾነ ከምኡ እውን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክባ ኣቲያ ብምባል ፕሮፓጋንዳ ብምግዋሕ ምድንጋር እናፈጠሩ ዝርከቡ ኣካላት ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

መገናኛ ብዙሃንም ትክክለኛ መረጃ እንዲያደርሱ እና በሀሰት መረጃ የሀገርን ሠላምና ደህንነት ለማወክ ከመተባበር እንዲቆጠቡ ከምዘተሓሳሰቡ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.