Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ዝወዓለ ሃገራዊ ምርጫ ሰላማዊ ብዝኾነ ኩነታት ምዝዛሙ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ አለማየሁ ጢሞቲዎስ፥ እቲ ከይዲ ብሰላም ንክዛዘም ነበርቲን ኣካላት ፀፅታን ዝተውሃቦም ሓላፍነት ንክዛዘም ኣብ ምውፃእ ንዝገበርዎ ፃዕሪ አመስጊኖም።

ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ተኸላ ፈልሲ ብምስታፍ፣ ሰላም ኣብ ምሕላውን ኣበርክቶ ክገብር ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብብርሃኑ በጋሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.