Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ዘመናዊ ኣምቡላንስ እዮም ኣበርኪቶም።

ኣፍቲ ስነስርዓት ርኽክብ  ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ መከላኸሊ ሚኒስትር ወ/ሮ ማርታ፥ ደገፍ ንዝሃቡ ኣካላት አመስጊነን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.