Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፅታት ክፍሊት ልዕሊ 1 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፅታት ክፍሊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተገይሩ።

እቲ ባንኪ ናይ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዘተባብዑ ኣገልግሎታት ዲጂታል ባንኪ ከምዝተመዝገበረ ተሓቢሩ።

ብዲጂታል ኣማራፅታት ክፍሊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ከምዝተገበረ ኣብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.