Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 34 ቢሊየን ዶላር ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ባንኪ ዓለም ገሊፁ።

እቲ ጉድኣት ኣርባዕተ ሚኢታዊት ሓፈሻዊ ዕብየት ውሽጢ ሃገር ከምዝሽፍን ተሓቢሩ።

ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝኾነ ግምት ጉድኣት ዝሓዘ ፀብፃብ እቲ ባንኪ ኣብ ሶሪያ ብሰንኪ እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘጋጠመ ጉድኣት ዘየካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ቱርኪ ሃምቤርቶ ሎፔዝ፥ እቲ ፀብፃብ ቱርኪ ንምንቅጥቃጥ መሬት ልዑል ግምት ነክትህብን ነዚ ዝፃወር መሰረተ ልምዓታት ክትሃንፅን ከምዘለዋ ዘጠንቅቕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.