Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ።

ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ስምምዕነት ሰላም መሰረት ብምግባር ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ነባራዊ ሓበሬታታት ዝእክብ ኮሚቴ ብምቛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።

ዝተረኸበ ጭቡሕ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ምላሽ ዝህብ ትልሚ ከምዝተሰናደአ ተሓቢሩ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ትልሚ ተግባራዊ ኣብ ዝኾነሉ ኩነታት^ መስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይን ቀፃሊ ኣንፈት ንምቕማጥን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣለሚቱ ኡሞድ፥ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ብዝበለፀ ብምጥንኻር ብዝተዋደደ መገዲ ምስራሕ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.