Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ሞንጎ ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 11 ክሳብ 17 ለካቲት ካብ ሞንጎ ጥማዕ ደም ዘሃቡ ውልቀ ሰባት 13 ሚኢታዊ ኮቪድ19 ከምዝተረኸቦም ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ 79 ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ስኢኖም ኢዮም፡፡

ባለፉት 7 ቀናት 47 ሺህ 204 ናሙና ከሰጡት ግለሰቦች ውስጥ 5 ሺህ 927ቱ በቫይረሱ ተይዘዋል

ኣብቶም ዝሓለፉ 7 መዓልቲታት ጥማዕ ደም ካብ ዘሃቡ 47 ሺሕን 204 ውልቀ ሰባት እቶም 5 ሺሕን 927 ሰባት በቲ ቫይረስ ተታሒዞም ኢዮም፡፡

ናብ ማእኸል ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ቁፅሪ ሰባት እውን በቢመዓልቱ እናነሃረ ከምዝርከብ ገሊፁ።

ክሳብ ትማሊ ዕለት ኣብ ዘሎ እዋን ጥራሕ386 ሰባት ኣብ ማእኸል ፅኑዕ ሕሙማት ይርከቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.