Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታትን ወረዳታትን ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ኮማንድ ፖስት ኣረጋጊፁ።

ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተጣየሸ ኮማንድ ፖስት ኣፈፃፅማ ትልሙ ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ገምጊሙ።

ኣብቲ ገምጋም፥ ኣብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ገሊፁ።

ሓላፊ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ደሳለኝ ጣሰው፣ ኣዛዚ እዚ ምብራቕ  ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተዋፈረሎም ከባቢታት ኩሎም መሓውር መንግስቲ መሊሱ ይውድብ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ፖሊስ ፣ ሚሊሻን ካልኦት ኣካላትን ኣብ ጎኒ እቲ ሰራዊት ብምስላፍ ግቡኦም ይዋፅኡ ከምዘሎዉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.