Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ሸጓጉጥን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 3 ሸጓጉጥን ተታሒዙ።

ብተወሳኺ ጠያይቲ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ዘይሕጋዊ ኣፅዋራት ኲናትን ዝውውር ከንዘብን ኣብ ልዕሊ ድሕንነትን ሰላምን ሃገር ዘለዎ ሓደጋ ብምግንዛብ  ንሓይሊታት ፀፅታ ዝገብሮ ዘሎ እወንታዊ ምትሕበባር ንክቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ሸጓጉጥን ብናል ሕብረተሰብ ሓበሬታ ከምዝተትሓዘ ካብ ፐሉስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝረኸበናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.