Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መዓልቲ ኣገልግሎት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ።

እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 1 ክሳብ 3 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

ኣብታ ከተማ ናይ ዝርከቡ ጥምር ኮሚቴ 13 ማሕበራት ሚኒባስ ታክሲን ሰለስተ ማሕበራት ሃይገር ባስን ከምዝበልዎ፥  እቲ ዕለት ኢትዮጵያን ህዝባን ንምግልጋል ኩሉ ግዘ ትራንስፖርት ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ ምስጋና ንምቕራብ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብታ ከተማ ካብ ኩሉ ኣንፈታት ኣገልግሎት ዝህቡ ኣባላት እተን ማሕበራት ኣብቲ ዝተገለፀ ሰዓት ናፃ ኣገልግሎት ንክህቡ ምድላዎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.