Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር ዘገልግሉ ኣመራርሓ ህወሓት በቲ ፓርቲ ዝተገበረሎም ጻውዒት ከምዘይቅበሉ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነት ቦታታት ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣመራርሓ ህወሓት ዝነበሩ ሕዚ ግን ናብ ውድብ ብልጽግና ንምእታው ዝወሰኑ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተገበረሎም ጻውዒት ከምዘይቕበሉ ኣፍሊጦም።
ህወሓት ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ህዝባዊነት ዝሰኣነ፤ ካብዚ ሓሊፉ ሃገር ንምሕማስ ብግልጺ እናሰርሐ ዝርከብ ድርጅት እዩ ኢሎም።
ፍልፍል፦Ethiopian Press Agency/Tigrigna
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.