Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን – ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1: 30 ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ፍሉይ ስሙ ኣደባባይ ጎርጎርዮስ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓደ መዋህለሊ/ገንዳ ርስሓት ተደርቢዩ ዝተረኸበ ቡምባ ብመሰረት ናይቲ ከባቢ ሕብረተሰብ ዝበፅሐ ሓበሬታ ሰብ ሞያ መምከንቲ ፈንጂ ናብቲ ከባቢ ከይዶምክ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ነቲ ቡንባ ንምምካን ብዝገበርዎ ፈተነ ብዘይተፈለጠ ኩነታት እቲ ቡምባ ከምዝተፈንጀረ ተገሊፁ።

ይኹን እነበር እቲ ዝተፈንጀረ ቡምባ ምንም ዓይነት ዘብፅሖ ጉድኣት የለን ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.