Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ገይሮም።

ኣብቲ ከባቢ ብምኽንያት ድርቂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ኢዩ እቲ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልዕሊ 4 ሺሕ ቦንዳ መኖ እንስሳት ከምኡ እውን ንዝተወሰነ ኣዋርሕ ዘገልግል ናይ ማይ ቦጥ መኪና ሓገዝ ገይሩ ዘሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.