Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም።

እቶም ፕሮጀክቲታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቐሙዎም።

ዝተመረቑ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክቲታት መገዲ፣ መሀደስቲ ፓርኪታት፣ ቤት ትምህርቲን ሆስፒታል ኣዳማን ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ።

እቶም ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት 96 ከምዝኾኑ ኦቢኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.