Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2024 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ኣብ ከተማ ጂንካ ዝተሃነፀ ታወር መቆፃፀር ትራፊክ ኣየር ህንፀቱ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።

ምህናፅ እቲ ታወር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጂንካ ኣቢሉ ዝወሃብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር፥ ቅልጡፍ፣ ዘበናዊን ድሕንነቱ ዝተረጋገፀን ኣብ ምግባር ዝህልዎ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ተዛሪቦም፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ሓዊሱ ሓላፊ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልልን ዞባን ከምዝተረኸቡ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.