Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና  ኢንጂነር ታከለ ኡማ ን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ኣብ ክሊ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንሰን መዳርግቲ ኣካላትን ዘተ ኣሳሊጦም።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ “ዓቕሚ ዕደናና ብዝምልከት መብርሂ ሂብና” ኢሎም።

እቶም ትካላት ፋይናንስ ፕሮጀክትታት ዕደና ንምሕጋዝ ከምኡወን ውልቀ ኢኮኖሚ መዓደን ብፋይናንስ ንምድጋፍ ባህጊ ከምዘሎዎም ምግላፆም ሓቢሮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.