Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ተዋዲዶም ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ወርልድ ቪዥንን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካን ብምውዳድ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመት ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ፕሮጀክት ብ309 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንፀገም ዝተቓልዑን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝተፀገሙ ክፋላት ሕረተሰብ ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ ከምዝኾ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.