Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኣምሓራን ወፃኢ ሃገርን ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራን ወፃኢ ሃገርን ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልል 29 ሰንጋታት ሓዊሱ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝተሰለፈ ሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም።

እቲ ሓዘገዝ ዘረከቡ ሚነስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሸመ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይትረፍ ንኢትዮጵያ ንህዝቢ ዓለም ጠቐምቲ ዘይኸውን መዕነዊን ዘራፊን ጉጅለ ኢዩ ኢሎም።

ጅግና ሰራዊት ምክኻል ነቲ ጉጅለ ንምድምሳስ ዝገብሮ ርብርብ ዘሕጉስን ዝበረታታዕ ተግባርን ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

ኣብቲ ግምባር ዝርከቡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ብግደኦም፥ ናብ ግምባር ብምፃእ ንዝተገበረ ሓገዝ ብሽም እቲ ሰራዊት ምስጋና ምቕራቦም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.