Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 392 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ገሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ንይ ምንባር መርሃግብሪ ተኻይዱ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡

ሎሚ መዓልቲ እውን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 350 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ 392 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ኣብዚ ዓመት 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ብብርኪ ክልል ንምትካል ከምዝተሃቀነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ ዝትከሉ ፈልሲታት ንዱር፣ ንመኖን ምግቢን ዝውዕሉ ከምኡ እውን ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕል ኣርቃይ ከምዝትከል ተሓቢሩ።

ፎቶ፡-ኦ ቢ ኤን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.