Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ገሊፁ።

እቶም ተኸሰስቲ ካብ 6 ኣዋርሕ ክሳብ 16 ዓመት ዝበፅሕ ቅፅዓት ከምዝተፈረደሎም ተሓቢሩ።

230 ሺሕን 554 ካሬ ሜትር መሬት ናብ ባንኪ መሬት ኣታዊ ከምዝተገበረ ድማ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ 70 ሚሊየን ብር፣ ሰለስተ መካይንን ሰለስተ ዘበናዊ ገዛን ናብ መንግስቲ ኣታዊ ከምዝተገበረ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ምስ ገበን ግዕዝይና በዝዛመድ 285 መዛግብቲ ክሲ ተኸፊቶም ምርመራ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.