Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዕዳጋ ቡን ናይ ምስፋሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ገሊፁ።

ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን ሓደሽቲ ዕዳጋታት ከምዝተፈጠሩ እውን ምክትል ዋና ኣዛዚ እቲ በዓል መዚ ሻፊ ኡመር ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ እወንታዊ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ብምሕባር፥ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብመሰረት ዝተፈጠረ ቅልውላው ንዘጋጠመ ሕፅረት ኮንተይነርን ፅዕንቶ ዕዳጋን ምፅዋር ከምዝተኽኣለ ሓቢሮም።

ብዙሓት ሃገራት ኤዥያ ምስ ሃገራት ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ከምዝተፀንበራ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም።

ብኣሸናፊ ሽብሩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.